ሓቅነት ብዛዕባ አቶ ምሕረታብ ዘውጽኦ ጽሑፋት


 

mihretab-liesአብዚ  እዋን’ዚ  አቶ  ምሕረታብ  ገበኑ  ንምሽፋንን  ክጻረፍን  ቆሎጥጥቆ  ክዛረብን  ወብሳይት  ከምኸፈተ  ርኢና  ::

ንሄርሞን  ሃብተሚካእል  “ፍሉይ  ርክብ  ከም  ዘለዎም  ምስ  ሳሌም”  ንዝብል  በንጻሩ  ሄርሞን  ብኣና  ቤተሰብ  ሳሌም  ገንዘብ  ልኢኽና ካብዚ  አረሜን  ሰብ  ንኽትወጸእ  ንኽተሓባበራን  ንኽሕግዛን  ዝተሓተተ  ሰብ’ዩ  : ክንዲ  ምስጋና  ደአ  እዚ  ይፍደ  አሎ  እምበር  ::

‘ቲ  ናይ  ዋትሳብ  መሰጃት  ከአ  ናይ  ቆለዑ  ዘረባ’ዩሞ   ኸኣ  ከም  ጭብጢ  ኢልካ  ከተቅርቦ  ብጣዕሚ’ዩ  ዘስሕቅ : በዚ  አጋጣሚ  ከኣ  ባዕሉ  ዝጸሓፎ  ከም  ዝኾነ  ከብርሃልኩም  : ቶም  ንሳሌምን  ኮኾብን  ትፈልጡ  ኮ  ሸዑ  ፈሊጥኩም  ኢኹም  ቶም  ዘይትፈልጡ  ግን  ንብዙሓት  ሰባት  ከምኤን  ኮይኑ  ክዋሳእ  ብዙሕ  ፈቲኑ  ምስላጥ  ምስ  አበዮ  ውን  ብናይ  ክልቴን  ባዕሉ  ጸሓፊ  ባዕሉ  መላሲ  ኮይኑ’ዩ : አብቲ  ግዜ’ቲ  ከአ  አብ  ገጻት  ፈይስቡከን  ሓቢረን  ነረን  የን ::

ብዛዕባ’ቲ  ስእሊ  ከአ  አብ  ገዛ  አቶ  ምሕረታብ  ዝተሳእልኦ’ዩ  ቶም  ገዘኡ  ትፈልጡ  ተርዴኡኩም  አሎ  : ዘሕፍር  ወይ  አነዋሪ  ነገር  ከአ  አይረአናሉን :እንተ’ቲ  ከም  ፓርቲ  ጌሩ  አቅሪብዎ  ዘሎ  ከአ  አብ  ገዞም  ናይ  ሄኖክ  ወዱ  ዓመት  እሎም  ዝገበርዎ’ዩ ::

ብዛዕባ’ቲ  ናይ  ትምርቲ  ወረቀት  ምስክር  ኢሉ  ዘቅረቦ  ከአ  መቸም  ባዕልኩም  ተዓዚብኩሞ  አለኹም  ሳሌም  ዝወጸት  ካብቲ  ገዛ  መዓስ  2015  ‘ቲ  አቅሪብዎ  ዘሎ  ናይ  የካቲት  26/2016  መዓስን  አበይን  ዘይራከብ  ሃጠው  ቀጠው’ዩ  ነገሩ ::

አብ  ጽሑፉ  ገሊጽዎ  ከም  ዘሎ  ከአ :  ክውርጽጽ  ምፍታኑ’ዩ  : ናብ  ቱርኪ  መኸደኡ  ንሳሌም  ናብ  ልባ  ክመልስ  ወይ  ውክልና  ክትህቦ  ይብል  :  ከምኡ  ግን  ዘይኮነ  ከይዱ  አፈራሪሑ  ዲዩ  ዝክፈል  ከፊሉ  ዲዩ  ዓፊኑ  ዲዩ  ክወስዳ  ደአ’ዩ  ዝፈተነ  :  ነቶም  ሒዞማ  ዝነበሩ  ሰባት  ብብዙሕ  ፈቲንዎም  አይኮነሉን  ንሄርሞን  ውን  ተኾነ ሓደ  ደቂቅ  ጥራይ  ከም  ዘድሊዮ  ንኽቀትሎ’ዩ  አፈራሪሕዎ  እዚ  ከአ  ምናልባት  ሰብ  አይፈልጥዎን  ኢሉ  ይሓስብ  ይኸውን  :ቆንስል  ሃገረ  ኤርትራ  አብ  ቱርኪ  ፈሊጡ  “ ንማንም  ሰብ  ከፈራርሕ”  መሰል  ከም  ዘይብሉ  አጠቂቅዎ’ዩ ::

ካብ  ቱርኪ  ተመሊሱ  ውን  ነቲ  ናይ  ቱርኪ  ቪዛ  ክትረክብ  ዘሳለጠላ  ሰብ  ረኺቡ  ከምታ  ዝሰደድካያ  ትመልሳ  ኢሉ  ብዙሕ  ከም  ዘፈራርሖን  :  በቲ  ናተይ  መንበሪ  ወረቐት  ሰለ  ዝወጸት  ወይ  ምለሳ  ወይ ‘ቲ  ሰልዲ  ሃባ  ወይ  ከምዚ’ዩ  ዝሰርሕ  ኢለ  ከእስረካ’የ  ኢሉ’ቲ  ንመውጺኢኣ  ኢልና  ዝኸፈልናዮ  7000 ዶላር  ከም  ዝወሰደሉን  ብኡ  ከም  ዝተደቓቐሱን  ንፈልጥ::

ንዓና ‘ውን  ከም  ሓሰውትን  ሽም  መጥፋእትን  ጌሩ  አቅሪቡና  እኳ  እንተሃለወ  ብዙሕ  አየገድስን’ዩ  ምኽንያቱ  ንሓደ  ገበነኛ  ገበን  ጌርካ  ክትብሎ  ከሎኻ  እወ  ወይ  አሜን  ኢሉ  ዝቅበል  የለን : እዚ  አብ  ወብሳይትና  አውጺናዮም  ዘሎና  ከኣ  ሳሌም  ወይ  ኮኾብ  ጥራይ  አይኮናን:  ነአአን’ሲ  ሕራይ  ሓሲየን  በለን  ቶም  ካልኦት’ከ  ሓሰውቲ  ዲዮም ?    ብቤላቤሎው  ዘይኮነ  ባዕሎም  ቓሎም  ዝሃብዎ  አብ  ኤምባሲን   ካልእ  ሕጋዊ  ቦታታት  ዘቅረብዎን  ብንጹር  ከአ  ሽሞን  አድራሾምን  አለዎ ::

አቶ  ምሕረታብ  አብ  ጽሑፉ  አቅሪብዎ  ከም  ዘሎ  ንነብሱ  ከም  ጠዑይ  ሰብ  ናይ  ሃይማኖት  ሰብ  እኳ  እንተበለ  : እዚ  ግን ምስሉይነት’ዩ  እንታይ  ከምዘምልኽን  አብ ምንታይ  ከምዝመላለስን  ዘይፈልጥ  ሰብ  የሎን  ንዘይትፈልጡ  ከአ  አብ  ሓደ ጦንቃላይ  ሰብ  ባጸዋዋዓ  ምሕረታብ  “ ማን ኦፍ  ጎድ ”  ዩ  :  ታ  ብገበንን  ብሓጢአትን  ዝተጨማለቐት  ነብሱ  ከም  ጠዒይቲ  ክንቆጽራ  ዘይከአል’ዩ : ከም  ንቡር  እኮ  ሓዳር  ዘይብሉ :  ካብ 7  ደቂ  አንስትዮ  7  ቆለዑ  ወሊዱ  ን7ቲኦም  ከአ  ብህጻኖም  ካብ  አደታቶም  መንጢሉ  ንገሊኦም  አብ  ካምፓላ  ንገሊኦም  አብ  አስመራ  ብዘይ  ፍቅሪ  ወለዲ  ከም  ዝዓብዩ  ጌሩ  አሎ  ክንደይ  እሞ  ክንብሎ !!

ስለዚ  አቶ  ምሕረታብ  ከም  ኩሉ  ገበነኛ  ካብ  ገበን  የውጹኒ  ዮም  ዝብሎም  እንተፈተነ  ሓድሽ  ነገር  ኣይኮነን  ንብዙሓት  ሰባት  ውን  ጠቂኑ  ይርከብ  : ግን  በዚ  ወዲ  ከምዚ  ካብ  ሕጊ  ዝምለጥ  እንተኾይኑ  ሓቢርና  ንሪኦ ::

አቶ  ምሕረታብ  አብ  ደቡብ ሱዳን  አብ  ኡጋንዳ  አብ  ከኒያ  ብጣዕሚ  ሕማቕ  ሽም  ዘለዎ  ኮይኑ  ክሳብ  ሒጂ  ግን  በኢምባሲታት  ኤርትራ  ዝተወስደሉ  ስጉምቲ  አይነበረን  ንምንታይ’ዩ  ግን  አይተረዳናን  : መቸም  በዚ  ሰብ  ዘይተተንከፈ  ዘይተጎድአን  ኤርትራዊ  የሎን  ስለዝኾነ  ከአ  ኤምባሲታት  ኤርትራ   ኣብ  ጁባን  ኡጋንዳን  ብፍላይ  ንድሕነት  ዜጋታቱ  ተጊሁ  ክሰርሓሉ  ግደታኡ  ሙኳኑ  ከነዘኻከር  ንፈቱ  ::ንማሕበረ  ኮም  ኤርትራ  አብ  ጁባን  ኡጋንዳን  ከአ  ዓገብ  ንኽትብሉ  ዝገበርኩሞን  ትገብርዎን  ዘለኹም  ቀጽልዎ  ንብል ::

Posted on March 5, 2016, in Uncategorized. Bookmark the permalink. 3 Comments.

  1. I know Hermon he is not that kind of person ,,he raised with good family with the manner.
    I don’t know what going on now,,,

    Like

  2. Eritrea asmelash

    ምሕረታብ ሃላይ ኣታ ባዓል ሓላይ ኣለካዲኽ ኪሳብ ሒጂ ኣለካ ዲካ አዋይ ይገርመካ አዩ ሰብ ንምዕባለ ይሓስብ እዚካ ፎእ ፎእ ፍእ ዝገርመኩም ኣብ 2008 እየ ዚፈልጦ እዋይ እዋይ እዋይ ጸሊእልካ ብሓቂ ኣደድ ኣንታ ዘይትሓስብ ከምሰብ አታ ርእስካ ባቃ ኮይንዋ ንሳ እያ ዓቅማ ንመትርእስ ኤካ ትጥቀመላ ገሪሙኒ ምስራእኩኽ ።ዚገርመኩም ተባዕ ፈላጥ ንሩ እንተዝከዉን ጽቡቅ ኒሩ መለለይኡ ቀናእ፡ሃሳድ፡ፈራሕ፡ኣብነብሱ ዘያኣምን ሃዳዲ አንዲዒ ብንታይ አሞ ኪገልጾ አየ ትዝክረኒ ዶ ትከዉን ምካን እካ ሓሶት ኣመልካ አንዲዩ ኣብ ወርሒ ሰነ ፣2009 ኣብ ካምፓላ ኣብ መንገዲ ካባላ ጋላ ረኪበካ ኣታ ጉኑፍ በጃኪ ሚስጥር ዕቅብለይ ኪትብለኒ አዛ ትገብራ ዘሎኻ አንተዘይ ኣቃሪጽካያ ኣነ ሲጋ ባባ ይብለካ ኣለኩ አታ ዚገበርካያ ሚስ ስእላ ኪዝርግሓ እየ።በኻይ ነታ ሸኡ ዚገበርካያ ገበን ኣብ ሕልናይ ከማን ዲቃስ እያ ኣቢትኒ ዘላ ጊን ቃል ቃል አዩ ሃድራኪ አኢልካኒ ኣነ ኻኣ ሕራይ ኢለካ ነብሰይ ገሪሙኒ ሂጂ ግን ኪጽበየካ እየ ካብኡ ጊና ንኩሉ ቢተሰብ ናይቲ አብ ኣብ ሕማም ዘለዉ ከበስሮም እየ ።አዚ ወድሓንካ ኣምላኽ ምሕረት ይሃብካ ሚስኪናይ ፉንፉን ፉንፉን ፉንፉን ።ካልእ ካኣ መንግስቲ ሉኡክ ገለ ኣይትበሉ ወላሃንቲ ይብሉን መንግስቲ ነዚ ኣልገፊፍ ሚስጢር ኣይዕቅብ ገለ ኣይዕቅብ እዚ መንግስቲ ኤረትራ ወሪድዎ በጃኩም መሳሪሒ እዩ ዚገቦም እበር ወላሓንቲ የብሉን ።ፈሊትካኒ ኣሎካ ሃድራኻ ተጠንቀቅ ዚገበርካያ ትፈልታ ኢኻ?

    Like

  3. Eritrea asmelash

    ኣላ ምሕረታብ

    ምሕረት ኣይሃብካ ብዓል ሓላይ
    ዕድኻስ ኒሩ ዓድ ሽማምንቲ ሓንበላይ
    ተፈጢርካ ኣብ መወዳአታ ጉሕላይ
    ኣላ ምሕረታብ ሃላይ ባዓል ሓላይ
    እረ ካባይ ኢኻ ወዲ ቀዳመይቲ ዲኻ ወይ ዳሕረወይቲ
    ሕቁኡ ሰቢርካዮ ነቦኻ ወዲ ሰበይቲ
    ከሙኡ ኣዚዞም ኣቶም ጠንቆልቲ
    ገና ወረ መወዳእታኡ ኪትኣቱ ኢኽ ኣብ ጉሁም ባዕቲ
    ኣላ ምሕረታብ ነባሪ ከባቢ ሰገነይቲ
    ኣቦታትካ’ስ ጀጋኑ ኒሮም ባዓል ኣባ ጥመር
    ሕጹባት ማንጣ በተኽቲ መስመር
    በየን ተፈጢርካ ጊሒላ ገበል
    እዛ ትገብራ ዘሎካ ዓስባ ሓጻር እያ ክትቅበል
    ናትካስ ኣርሚሙኒ ተላጊጾምልካ ገሪሙኒ
    ኪንዉሕጦ ንብል ከም ደምስኒ
    ሎምስ ያኣክል ምህረታኣብ ቆርቂስካኒ
    ከዉጻኣ ኣየ ኣታ ምስጢር ዘርእካኒ
    ኣታ ሃላይ ብዓል ሓላይ ገንዘብ ዚዕሸዎ
    ኣይመስለካን እምበር ኩሉ ጊዚ ኣለዎ
    ኣድህበሉ ማዕረ ዕድሚካ ዚደረፍዎ
    ምሕረት ኣይትርከብ ኣታ ደንቆሮ
    እረ ፍጥረትካ እንታይ እዩ ሰሚዒትካ
    ትሃርፋ ባቃ ኪትከዉን መዝሓሊ ስሚዕትካ
    ተፈሊጥካ ሕጂ ብጥርኑፍ ይወጽእ ኣሎ ምስጢርካ
    ኣዲኻ ኣይትስማዕ ዓድኻ ኣይስሙዑ ኣዝማድካ
    ኩሉ ዚገብር ካብ ላዕሊ ከሎ ፈታሪ
    መሲሉካ ጊርካዮ ሃብትኻ ኣብዛ ምድሪ
    ሕቆኻ ትስበርካ ተራር ኣዉሊዕ በትሪ
    ዘይሰምዕ ዶ ኢልካዮ ንብዓት ዚጋታትና ፈታሪ

    ኤረትራ ኣስመላሽ
    26/03/2016

    Liked by 1 person

Leave a comment