ብሕጊ ክሕተት ዘለዎ ሰብ
እዚ አቅሪብናዮ ዘሎና ጽሑፍ ብዛዕባ ሓደ ኤርትራዊ ሰብ ኣብ ኡጋንዳ ዝቅመጥ ኮይኑ ከቢድ ክሲ’ዩ ክትዛረበሉ ዘይትደፍርን ዘሰምብድን ‘ዩ እዚ ክንጽሕፍ ከአ ብዙሕ ተዘራሪብናሉን ሓሲብናሉን ኢና ::
እዚ ሰብ ከኣ ምሕረታብ ስዩም ተመልሶ ዝበሃል ኮይኑ ንዮርሳለም ተወልደብርሃን ዝተባህለት ን3ዓመት ዝኣክል ተጋሲስዋ ከብቀዕ ካብኡ ምስ ሃደመት ከኣ ክሕግዛ ንዝፈተነ ሰብ ማለት ሄርሞን ሃብተሚካእል የፈራርሖን የእስሮን አሎ : ዮርሳለም ኣብ ፖሊስ ኡጋንዳ አብ ኤምባሲ ኤርትራ ኡጋንዳ ከሲሳቶ አላ ::
ዮርሳለም ከም ዝሃበቶ ቃል ንብዙሓት ደቂ አንስትዮ ከም ዝዓመጸን ካብ ኩለን ዝገደደት ከአ ንጓሉ ጓል8 ዓመት ውን ከይተረፈ ምስኣ ርክብ ከም ዝገብርን’ዩ ::
ንሕና ብወገና ነዚ ገበነኛ ሰብ ሱቕ ኢልና ክንሪኦ ስለዝይንከል አብ ፖሊስ በልጂኡም ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ በልጂኡም ኣብ እምባሲ ኡጋንዳ ኣብ ኢንተርፖል ኣመልኪትናሉ አሎና ::
እዚ ሰብ ግን ገበኑ ንምሽፋን ዘይገብሮ ነገር የለን : ንዮርሳለም ኣብ ዝከደቶ ዓዲ ከይዱ ክጨውያ ብዙሕ’ዩ ፈቲኑ ክሳብ ሕጂ ከም ዝፍክሮ ዘሎ ከኣ ኣብ ዝኣተወቶ ኣቲዩ ብደማ ክሕጸብ ሙኹኣኑ’ዩ : ስለዚ ንሱ ፈኸሩኡ ንምትግባር ብዙሕ ይጽዕር እኳ እንተሃለወ ንሕና ውን ነዚ ነገር ከም ቀሊል ከይረአና ተገዲስና ሒዝናዮ አሎና ::
ካላኣይቲ ግዳይ ውን ኮኾብ ኪሮስ ትበሃል ኮይና ኣብ ልዕሊኣ ውን ብዙሕ ማህረምትን ግፍዕን ‘ዩ አውሪዱላ አታሊሉ ሓዳር ክገብረልኪ ኢሉ ድሕሪ ምምጻእ ማለት’ዩ : ንሳ’ውን ካብኡ ሃዲማ ብምውጻእ ሂወታ ከተድሕን ትጽዕር ዘላ ሰብ’ያ : ሕጂ’ውን ተኾነ አብ ኤምባሲ ኤርትራ ጁባ ተዓቚባ ትርከብ :: ካብኡ ምስ ትወጸእ ከኣ ንሂወታ አስጋኢ ዝኾነ ደረጃ በጺሓ አላ :: ‘ቲ ንኽሕግዛ ዝፈተነ ሰብ ማለት ሄርሞን ሃብተሚካእል ብሓሶት ክስታት እንዳቀያየረ የእስሮን የፈራርሖን አሎ ::
እዚ ሰብ ግን መንዩ ንምንታይ ኢዩ’ኸ ክሳብ ክንድዚ ንደቂ ሰባት እንዳበደለ ሱቅ ኢልና ንጽመሞ ዘሎና : እምበአር ንሕና ከም ሰብ መጠንን ከም ግዱሳት ዜጋን ንኹእሎ ዘበለ ኩሉ ንገብር አሎና : ንዝምልከቶም ንብሎም ከኣ አመልኪትና አሎና : ዝሓሸን አድማዕን ትብልዎ መገዲ እንተሃሊዩ ክትሕብሩና ንላቦ :: እዚ ሰብ እዚ ካብ ሕጊ ወጻኢ ከም ዝኸይድን ድላዩ ከም ዝገብርን ብገንዘብ ጌሩ ንቡዝሓት ሰባት ከም ዘእስርን ከም ዘፈራርሕን በጺሕናዮ አሎና :ስለዚ ኩልና ብዝተካእለና መጠን ነዚ ሰብ ኣብ ሕጊ ከነቅርቦ ክንጸዕር አሎና :እዚ ሓበሬታ ኣብ ኩሉ ንኽበጽሕን ብዙሓት በዚ ሰብ ዝተበደሉ’ ውን ሰለዘለዉ ካብኦም ከኣ ሓበሬታ መታን ክንረክብን ነዚ ዝገብሮ ዘሎ ንኸይቅጽሎን ኣብ ሕጊ ንኽቀርብን ናይ ኩልና ሓላፍነት’ዩ’ሞ አብ ምብዛሓ ተሓባበሩና የቕንየልና ::
Posted on February 16, 2016, in Home Page Material. Bookmark the permalink. 16 Comments.
Iti zegerm neger izi seb izi nay sheytan 666 amluko zelewo koynu kulu geze ab komodino nay aratu ab tsaeda beyati dem tekemitu yerkeb selezi dem seb mesetayn megfaen nezi aremen megbu iyu ane bezaeba izi aremen bezuh metezarebku neyre gen kulatna kemnefelto Eyrebh senef ferret iyu
Hiwetu kea kedem iya tekebira nebsu terah iya tenkesakes zela
LikeLike
nay hgdef yemanay ed selay eyu. adu halay.
LikeLike
bmntay melek’i…hgdef eko memhr eyu hgdef eko Harnet eyu hgdef eko lbona eyu.
LikeLike
Akasa shfftta hgdef, hgdef cere – Hzbi eyu, esub waHid.
LikeLike
Ezi seab ab juba embassy mes ambasador alem negash kelku beserah 2007-2008 tsebuk gera ye zefelto Rav4 mekena secrity south sudan geru wala netom embassy nesareh yeferehana neru ambasador alem negah gena mesarahey yegebero neru ! Mara hemak seab u mes mengisty south sudan wen rekeb alewo, ety wedi gerahetu counselor ab uganda wen mesarehey u zetekamalu selezey yehewat ezi seab enta tekalu tetenkekulu teray aytekerebewo !!!
LikeLike
Kithaz alewo bi hgi antay u zi lali hgi miked ke
LikeLike
እዚ ይጽናሓለይ ዝርየብል ጉዳይ ኢዩ፡፡ ዝተኣማመኖ ነገር ክሳብ ዘይ ሃለዎ ካብ ኢዱ ንዘምልጣ ደቀንስዮ ከጋይየን ክትርኢ ከለኻ ሓድ መካላኸሊ ነገር ከም ዘሎዎ የብርሃልካ፡ ስለዚ ኤምባሲ ኤርትራ ኣይጠቅም፡ ወላ ፖሊስ ኡጋንድ፡ ምኻንያቱ ኣፍትሒ ኢኣይኮነን ዘለና ኣብ ግህሰት ኢና ዘለን፡፡
ስለዚ ነዚ ሰብ ብሞት ጥራይ ኢኻ ክትቀጾዖ ዘለካ ኣኸለ፡፡ ናይዘን ኩለን የሕዋትና ግፍዒ ብምንታይ ክሓዊ፡፡ ይቀጻዕ ይቀንጸል ከምዚኦ ዚዓይነቶም ሰባት ልኡኻት ናይ ህግደፍ ኢዮ።።
LikeLike
እዚ ሰብ ደቂ አንስትዮ እንዳ ዓመጸ አወቲ ዝኸፈኤ ጋሉ ዝራከባ ዘሎ ሕማም ዕብዳን አለዎ ብዝተረፈ ርድኡ ንብሀል አለና ንክእል እንተኮይና ንሐግዝ ዘይንክእል እንተኮይና ንጸሊ ጸሎት እንተዘይ ካአልና ትም ንክአል ነቶም ዝሰርሑ አይንዓንቅፍ ህግደፍዶ መንደፍ አይንበል በጃኩም በጃኩም ሂወት ሰብ ነድሕን እቶም ዝጠፍኡ ዘለው ስለ ዘጉሁይና ዘለው ስለዚ ኩሉ ጽልእታት ገዲፍና የሕዋትና ነድሕን
LikeLike
robel nay jeganu zereba amxika kulu eritrawi mot nayzi seb ezi shere ygber
LikeLike
mot feridnayo alona kulukum dima mot fredu kikitel eyu
LikeLike
blke ab hgi kkerb ygbae gna aebeyenay hji ? hji kem zeyerekakbelu ab adi sdet slezfelete u kemzi zgebr zelo. slezi bztekaelena nezi tsehuf share ngbero kulu eritrawi kem zfelto ms geberna frdi krekb u
LikeLike
Bzeba ezi gebenegna seb bzey wial hder bzkeltefe nab hgi nekrbo. Nay sebay ezi bzuh gebenat semie nere.
LikeLike
Hade wlke seb ab lieli ntsuh zegatatna nzgebro zey sebawi tegbar ageb nbl nhna bealna ena mo ab hade wsane mbtsah jedlyaena eyu silezi gize aynhabo
LikeLike
If ERITREAN GOV make deal with UGANDA & deport him to ERITREA to get justice
LikeLike
Buzh kezarbena. Eu. Etmntay. Bgenzeb
Kab akmu nlaely. Hzu. Sebat. Ab mkilbat. Mishrumatt. Miskar. Nutsuhat. Eritreawiyn. Ahlifka. Mihab….. KI KARJJ TRAY. EU ZELEWO.!!!!!
LikeLike
ካልእ ሳዕቤን ከየምጸአ፡ ምእላዩ እብል። ንሓደ ርኹስ ፍርድን ሕግን ኣየድልን። በሉዎ ደስቕዎ፡፡
LikeLike