አቶ ምሕረታብ ካብ ሕጊ ንምምላጥ ዝጥቀመሎም ዘሎ ሜላታት
አቶ ምሕረታብ ስዩም ተመልሶ አብዚ እዋን ካብ ሕጊ ንምምላጥ ይጠቅሙኒ ዮም ዝብሎም ነገራት አነ ጠዑይ ሰብ ከምዝኾንኩ መስክሩለይ እንዳበል ንገለ ብግደታ ማለት “ሚሽ አነ እዚ ገረልካ ኔረ እሞ ሕጂ መስክረለይ ጠዑይ ምኹኣነይ” ንገለ ከአ ቁሩብ ቁራቦ እንዳሃበ እንዳታለለን ሰባት ክልምን ከታልል ይወል ምህላዉ’ዩ : አብዚ ነገር ከአ አደ ደቀይያ ዝብላ አብ አስመራ ትቅመጥ ሰላም ትበሃል ንምስክርነትን ንኻልእ ይጠቅሙኒ ዮም ኢሉ ዝኣልሞም ነገራት ንኽሕግዞ ብምባል መንነት ወረቀታ ሰዲዳ : ሓንቲ ካብቶም መሰኻክር ኮይና ትተሓባበሮ ምህላዋ’ዩ ::ካልእ ብገንዘብ ጌሩ ነቶም ናይ ቅድሚ ሕጂን ናይ ሕጂን ክስታቱ ንከጥፍእ ብዙሕ ይጽዕር አሎ : ንኹሉ ቲ ዘቅርበሎም ምኽንያት ከኣ ሰሪቖምኒ ሰሪቕናኒ ቀኒኦምለይ ገንዘብ ስለዘለኒ ዘይወዲ ዓዶም ኮይነ ….. ወዘተ ዘይቅየራ ምኽኒያት : ስለዚ አሕዋት እዚ ሰብ ከምዚ ኢልሉ ሰባት በዲሉ አታሊሉ ገፊዑ ክነብር ዝሓስብ ሕጂ ውን ጌና ክቅጽሎ ሕፍር ከምዘይብል ተገንዚብናዮ አሎና’ሞ : ሃየ ደአ አሕዋት በደል አሕዋትና ከም ሻላ አይንራዮ ::
Posted on February 22, 2016, in Home Page Material. Bookmark the permalink. Leave a comment.
Leave a comment
Comments 0