ሓዲሽ ሓበሬታ ካብ ግዳያት አቶ ምሕረታብ : ቀዳማይ ክፋል


Mehretab-2አቶ ምህረታብ  ከም  ዝተዓዘብኩሞ  ኣብ  ዝሓለፈ :  በዘን  ክልተ  አሕዋትና  ኣይኮነን  ጀሚርዎ  ንብዙሓት  ስባት  ቅድሚኤንን  ድሕሪኤንን  ብዙሕ  በደል  ከም  ዝበደለን  ብዙሕ  ነገራት  ከም  ዝገበረን’ዩ : ከምዚ  ሕጂ  ካብ  ቃሎም  ትዕዘብዎ   አብ  ልዕሊኦም  ዝገበሮ  በደላት  ማእለያ  የብሉን  :  ሰሪሖም  ናብሮም  ከመሓይሹ : ሰሪሖም  ሰድራኦም  ክኣሊዩ : ኮታ  ነብሶም  ክኽእሉ : ንዝተበገሱ  ሰባት  ፍረ  ጻሞኦም  ክኽልክሎም  ከፈራርሖም  ከእስሮም  ክዕምጸን  ክትርኢን  ክትሰምዕን  ከለኻ  ብጣዕሚ’ዩ  ዘጉሂ  :  ገንዘብ  ሰብ  ንምድሓን  ተባሂሉ  ዝተዋጸኤ  ጠሊምካ  አብ  ረብሓካ  ምዋዓል  ብውጹዓ  ሰባት  ምውርዛይ  እንታይ  ዓይነት  ሕልና’ዩ  :  ወረ  እዚ  ጥራይ  ኣይኮነን  ክንደይ  አሎ  ዘይተነግረሉ  :  ግን  ክሳብ  መዓስ ?

እምበአር  ንሎሚ  ቁንጫል  ሓበሬታ  ካብ  ግዳያት  ዝተላእከልና  ከነካፍለኩም ! ቀዳማይ  ክፋል

Posted on February 19, 2016, in Testimonies. Bookmark the permalink. 2 Comments.

  1. hade zyerebh seb eka dem ahwatu ahatu zseti telam eka

    Like

  2. ኣንታ በትኪ ወለዶ!!! ካን ሓደ ሰብኣይ ከበሳብሰኩም’ሲ ናብ ክስን ጥርዓንን ትጎዩ….. “ናብ ተኽለ ኬድና…. ናብ ቆልቓል ተመሊስና…” በቃ እዚኣ እያ ዓቅሙኹም ፧ ኣንቱም ሩሙሳት!!! እምበር ታሪኽ ኣቦታትኩም ትፈልጡ ኢኹም፡፡ እሞ ኸኣ’ስ ብምሕረትኣብ፡ ካልእ አኳ ከይከዉን…. እቲ ዝግበር ባዕልኹም ዘይትገብሩዎ፡ ካብ ሓቁ ዝሓልፍ ጉዳይ’ዶ ኣሎ’ዩ….. ምሕረትኣብ በዲሉኩምሲ ናብ ተኸለ….. ምስ ህበይ ተባኢስካስ ናብ ቶኽላ ከም ምኻድ እዩ….

    Liked by 1 person

Leave a comment