ሓዲሽ ሓበሬታ ካብ ግዳያት አቶ ምሕረታብ
ካልኣይ ክፋል
አቶ ምህረታብ ከም ዝተዓዘብኩሞ ኣብ ዝሓለፈ : በዘን ክልተ አሕዋትና ኣይኮነን ጀሚርዎ ንብዙሓት ስባት ቅድሚኤንን ድሕሪኤንን ብዙሕ በደል ከም ዝበደለን ብዙሕ ነገራት ከም ዝገበረን’ዩ : ከምዚ ሕጂ ካብ ቃሎም ትዕዘብዎ አብ ልዕሊኦም ዝገበሮ በደላት ማእለያ የብሉን : ሰሪሖም ናብሮም ከመሓይሹ : ሰሪሖም ሰድራኦም ክኣሊዩ : ኮታ ነብሶም ክኽእሉ : ንዝተበገሱ ሰባት ፍረ ጻሞኦም ክኽልክሎም ከፈራርሖም ከእስሮም ክዕምጸን ክትርኢን ክትሰምዕን ከለኻ ብጣዕሚ’ዩ ዘጉሂ : ገንዘብ ሰብ ንምድሓን ተባሂሉ ዝተዋጸኤ ጠሊምካ አብ ረብሓካ ምዋዓል ብውጹዓ ሰባት ምውርዛይ እንታይ ዓይነት ሕልና’ዩ : ወረ እዚ ጥራይ ኣይኮነን ክንደይ አሎ ዘይተነግረሉ : ግን ክሳብ መዓስ ?
እምበአር ንሎሚ ቁንጫል ሓበሬታ ካብ ግዳያት ዝተላእከልና ከነካፍለኩም ካልኣይ ክፋል
Leave a comment
Comments 0